Welcome to our site

                                                               መርሓባ

Sharing of Knowledge on behavioral changes in particular and social issues in general
Exchange Culture and tradition among users of this site
Translate and Publish brushers such as topic on ADIS, Circumcision, arranged marriage, Life Skill, Understanding our Babes, Mother Hood, Contraceptive, etc.

 

ናይ ምዝካር ዓቕምኻ ንኽሕይል

 

* ጽማቚ ዘርኢ ስርናይ ምስታይ፣

* ማንጉስ ብመልክዕ ጸባ ኣዳሊኻ

መዓር ሓዊስካ መዓልታዊ ምስታይ፣

*ጅንጅብል ምስ ዘርኢ ካሙንን

ሽኮርን ሓዋዊስካ ምውሳድ፣

* ጽሩይ ጠስሚ። ዝተደቑሰ ጸሊም

በርበረ ሓዊካ ምውሳድ፣

* ንግሆ-ንግሆ መዓልታዊ ጽማቚ

ካሮት ምስታይ፣

* ዘርኢ ስምስም። ብትሕዝቶ

ፕሮቲን ሃብታም ስለዝዀነ ሓያል ናይ

ምዝካር ዓቕሚ ክህልወካ ይገብር፣

*ኣብ ውዑይ ጸባ። ድቑስ ሄልን

መዓርን ኣእቲኻ መዓልታዊ ምስታይ፣

*ቅድሚ ምድቃስካ። ጥሑን ጻቕዳ

መዓር ኣእቲኻ ምብላዕ፣

*መዓልታዊ ኣብ ጥራይ ከብድኻ

10 ኣልሞንድ ምብላዕ፣

 

*መዓልታዊ ንግሆጎስበሪ’ (ክሽምሽ)

ምብላዕ፣

*መዓልታዊ 15 ደቒቕ ቅድሚ

መግቢ ምምጋብካ ቱፋሕ ምብላዕ፣

* ጀዝ (ዓይነት ካዕካዕ) ምምጋብ፣

* ዝተጣሕነ ቃርፋ መዓር ሓዊስካ

መዓልታዊ ምውሳድ፣

* ሓድሽ ቈጽሊ ኣባዕከ። ፍጅል

(ንድንሽ ዝመስል ተኽሊ) ጨው።

ጡሑን ካሙን ሓዋዊስካ ምብላዕ፣

* መዓልታዊ። ካሺው (ዓይነት

ካዕካዕ) ምምጋብ፣

* መዓልታዊ። ርግኦ ናይ ከብቲ

ገይርካ ንርእሲ ምድራዝን ካብ ክልተ

ክሳብ ሰለስተ ነጠብጣባት ጽሩይ ርግኦ

ኣብ መሳኹቲ ናይ ኣፍንጫ ምንጣብ

- ናይ ምዝካር ዓቕምኻ የደንፍዖ፣

For You.mp3

05 - Nghisti Nsiki.mp3

Mohammed Wardi-ana arfek ya foa dy.mp3

yamne.mp3

AlNoor-Al-Jilany-al3iiid.mp3

 

This free website was made using Yola.

No HTML skills required. Build your website in minutes.

Go to www.yola.com and sign up today!

Make a free website with Yola